ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ፔትሮ ሳሊኒ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣደባባይ ሐደውነት ኣብ ዝነበረ መርሃግብሪ ነቶም ተሸላም ዝተውሃበ ዶክትሬት ክብሪ…