ማዕቐፍ ብቕዓት ትምህርቲ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉ ፀገማት ምፍታሕ ተሓሳቢ ገይሩ ክዳለው ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ብቕዓት ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉፀገማት ምፍታሕ ተሓሳቢ ገይሩ ክዳለው ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፕሮጀክት ምትእስሳር ቀጣናዊ ክእለት ብምትሕብባር ዘሰናድኦን ኣብ ምድላው ማዕቐፍ ብቕዓት…