ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን። ብእተን ፕሬዚዳንት ዝምራሕን ሚንስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሀብታሙ ኢተፋ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዳካር ኣትዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ናህሪ ናብራ፣ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረኣዮ ፀገማት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም ሓዊሱ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ሃገራዊ ለውጢ ዝምልከት መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብሓባር ዘዳለውዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ-ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል ይልማ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ኣብዚ ሐዚ እዋን ብኣቪዬሽንን ምክልኻል ኣየርን እዚ ዘበን ዝበፅሖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ። መድረኻት እቲ ዘተ በቲ ጉባኤ ዝተሓረዩ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ፣ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን በቢብርኩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝገብሮ ፅሕተራ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ድሕንነቱ ውሑስ ኣብ ዝኾነ ቦታ ናይ ምስፋር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝገብሮ ፅሕተራ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ድሕንነቱ ውሑስ ኣብ ዝኾነ ቦታ ናይ ምስፋር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ብሄራዊ ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወፍሪ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመስጊኖም Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፍሪ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመስጊኖም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ሒዙዎም ዝነበሩ ከባቢታት ንምልቃቕ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ናብ ግንባር ብምኻድ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ…
ስፓርት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 4 ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ ሓሊፎም Desta Mar 19, 2022 0 አዲስ አበባ፣ መጋቢት 10፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 3 ኢትዮጵያዊያን ኣትሊታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ሓሊፎም። ብመሰረት እዚ ፍሬወይኒ ሃይሉን ሃብታም ኣለሙን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ኢሎም Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ስታዲየም ሉዚን ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ወፍሪ ግዝኣታት ዶንባስ ዝኾና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Mar 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዝተሳለጡ ለውጢታትን ዝተፈጠሩ ሓደሽቲ ዕድላትን ንምትእንጋድ፣ ሃገር ቦቀል ሪፎርም ኢኮኖሚን መሰታ…