ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልዕሊ 92 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 92 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝገለፆ፥ እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ኢዮም ተታሒዞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሉ።…
ቢዝነስ መድረኽ መዕበዪ ዓቕሚ ኣፍረይቲ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ተሳሊጡ Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያ ተፍርይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ መዕበዪ ዓቕሚ ኣፍረይቲ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ብዕሊ ዘጀመራ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ፥ መብዛሕትኦም ዜጋታት ኣብ መፍረይቲ ዕድመ ስለዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ከቢድ ኩነታት ኮይኑ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምስገን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ከቢድ ኩነታት ኮይኑ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምስገን ኢዩ ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ተፀዋዒ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ወልድያ ኣብ ዝርከቡ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዶም Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ወልድያ ዝርከቡ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላይ ሃይማኖት ሓፁር ኮይኑና ኣይፈልጥን ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ትማሊ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ዓብዪ ኢፍጣር ጎደና ብሰላም ንኽጠናቐቕ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ መልእኽቲ ምስጋናአን፥ “ኣፈላላይ ሃይማኖት ሓፁር ኮይኑና ኣይፈልጥን” ኢለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ሰላም ንክመፅእ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ከምዝወሰነት ገሊፃ Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ደው ንምባል እናተሰርሑ ዘለዉ ተግባራትን ስራሕትን ብዝምልከት መግለፂ ሂቦም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈጠሮ ኵናትን ወራርን ተታሒዞም ቦታታት ከምኡ እውን ብምክንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Apr 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሓለፍዎ መልእኽቲ፥ ጀግና ሰራዊትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ሰብኣዊ ደገፍን ኣጠናኺርካ ምቕፃል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና-ዶክተር ይልቃል ከፋለ Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና ከብሉ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም…