ናይ ሃገርና ምጥፋእ ዝደልዩ ኩሎም ወኪል ጥፍኣት ትልሞም ብምግባር ንክጥቀሙልና ክንፈቅድ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ህዝቢ ኣፈላላይና ኣሚንና ብምቕባል ብዕድመ ብዙሕ ትውልዲ ብሓድነት ተኣሳሲርና ነቢርና ኢና ከብሉ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓድነትና ምክእኣል ወሳኒ…