Fana: At a Speed of Life!

እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ይካየድ ኣብ ለዞ መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ዝተረኸባ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፥ እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ ክብላ ተዛሪበን። ምምሕዳር እታ ከተማ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ዝገበሮ ምምቓል…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ ሸሞንተ ንዝነብሩ ኣስታት 300 ዝኾኑ ወገናት ኢየን ደገፍ ገይረን።…

በዓል ትንሳኤ ብዘይ ምንም ስግኣት ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ብዘይ ምንም ስግኣት ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ገሊፁ። ሕብረተሰብ በቢከባቢኡ ንሰላም ዐንቅፋት ዝኾኑ ዘጠራጥሩ ነገራት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 194 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ልዕሊ 194 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ከተማ፣ ክፍለ ከተማን ወረዳን ከመዝካየድ ተገሊፁ። “ሓድነትና፣ ዘለና መክፋልና ኢትዮጵያዊ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሓባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲዩ። እቲ ኮሚሽን ዘላቒ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ መስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምዝታይ ምጅማሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን…

ረቀቕቲ ሕጊታት “ኤች ኣር 6600” ን “ኤስ 3199” ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ኒው ጀርሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት “ኤች ኣር 6600” ን “ኤስ 3199” ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ኒው ጀርሲ ተኻይዱ። እቲ ሰልፊ ትማሊ ዝተኻየደ እነትኸውን፥ ፊት ንፊት ቢሮ ኣርቃቒ ሕጊ ሴናተር ሮበርት ሜኔንዴዝ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። “እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ካብ ዝበፅሖም 42 ሆስፒታላት እቶም 36 ናብ ስራሕ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ካብ ዝበፅሖም 42 ሆስፒታላት እቶም 36 ናብ ስራሕ ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ኣየለ ተሾመ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተገበረ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ መሰረት ኣብ ከልል ኣምሓራ 40…

ህዝቢ ትግራይ ኣማራፂ ብምስኣኑን ኩሉ ምንቅስቓሱ ኣብ ዓይኒ ካድረ ስለዝኾነን ኢዩ እንበር ብዘለዎ ኩነታት ኣማሪሩ ኢዩ- ዶክተር ኣረጋዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ጎረቤት ክልል ብምኻድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዱ ዝሃበ ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ዝሰርሕ ዝነበረ በዓል ሞያ ሕክምና ዶክተር ኣረጋዊ ሓጎስ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ምሕደረን ማሕበራዊ ኩነታት…

ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኲዌትን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲዬት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሓሰን ታጁ ምስ ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኲዌትን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ሱለይማን ዓሊ ሰዒድ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዊን ዛቀዕባ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…