ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 30 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ንምጉዕዓዝ ድልዋት ከምዝኾና ተገሊፁ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 30 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ንምጉዕዓዝ ድልዋት ከምዝኾና ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሌር ኔቪል ከምዝገለፀኦ፥ ንህፁፅ እዋን ሓገዝ ዘድልዩ ቀረባትን ሃነፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ መኮንናት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ መኮንናት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም። እቶም መኮንናት ኣብ ኮሌጅ ብሄራዊ ምክልኻል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ክልቲኦም ትካላት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ሽግግር ፍልጠትን ምስራሕ ዝኽእሉ አንትኾኑ፥ ስራሕቲ ኮሚኒኬሽን አወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክፍሊት ትኬት ኣየር ምፍፃም ዘኽእል ስምምዐነት ገይሮም። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ “ክልቲኦም ግዙፋት ትካላት ዝገበርዎ ስምምዕነት ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት በፂሑ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ከተማ ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ጉድኣት ኣካልን ከልተ ኮንተይነራትን ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ ንዝገበረቶ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ኣለዎ-ኣምባሳደር ተሾመ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ ንዝገበረቶ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ኣለዎ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝርከብን ኣብታ ሃገር ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Apr 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 7 ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ክልተ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ፥ እቶም ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ዲፕሎማት ኔዘርላንድን ቤልጂዬምን ኣባሪራ Desta Apr 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 15 ዲፕሎማት ኔዘርላንድን ካልኦት ቁፅሮም ብዕሊ ዘይተፈልጠ ዲፕሎማት ቤልጂዬምን ኣባሪራ። እቶም ዲፕሎማት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ሩሲያ ለቒቖም ንክወፅኡ ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውደ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Apr 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ኣብ ዓውዲ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣዛዚ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቢሸፍቱ ብርጋዴር ጄኔራል…
ቢዝነስ ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Apr 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ማእኸል ልምዓትን ምርምርን ቆርበትን ውፅኢት ቆርበተን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ኣይተ ዳኛቸው ሽፈራው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…