Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ወርሒ  27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 27…

ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ደገፍ 300 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ደገፍ 300 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ጎን ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ዝተጎድኡ…

ቃለ ህይወት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 43 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ልምዓት ቃለ ህይወት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 43 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይራ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶክተር ተፈራ ታሎሬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከመዝበልዎ፥ እቲ ደገፍ ኣብ ዞባ ደቡብን ሰሜንን ወሎ…

ኣብ ኢትዮጵያ ንዕብየት ውልቀ ዓውዲ ናይ 25 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀከት መጀመሪ ወርክሾፕ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕብየት ውልቀ ዓውዲ ናይ 25 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀከት መጀመሪ ወርክሾፕ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን(ጂአይዜድ)ን ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ን4 ዓመታት ዝፀንሕን ካብ ወርሒ…

ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ካብ ምፅዳቕ ምድንጔዮም ከዘናግዑና ኣይግባእን – ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ ኣሜሪካዊያን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ካብ ምፅዳቕ ምድንጔዮም ብዝበለፀ ተረባሪብካ ውድቂ ንምግባር ንዝግበር ፃዕሪ ጊዘ ዝህብ እንተኾነ አወን ኢድ መንግስቲ ንምጥምዛዝ ዘኽእል ዕድል ክፈጥር ከምዝኽእል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮኣሜሪካዊያን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ምድላው ኢፍጢር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዝተፈላለዩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ሎሚ ምሸት ምድላው ኢፍጢር ገይሮም። ኣብ ብተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ ምድላው ኢፍጢር ፥ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር ኢድሪስን ካልኦት…

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ዝተመደብሉ ሃገር ኣማራፅታት ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ከፋልጡ ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ዝተመደብሉ ሃገር ኣማራፅታት ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ከፋልጡ ኣለዎም ተባሂሉ። ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ነቶም ኣምባሳደራት ኣብ ቦሌ ለሚ፣ ቂሊንጦን  ኣዳማ ኢንዱስትሪ ፓርክታትን ኣጎብኒዩዎም።…

ርክብን ምትሕብባርን ኢትዮ-ጀርመን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሰላምን ርክብ ወፃኢን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉጅለ ልኡኽ ፓርላማ ጀርመን ብምቕባል ኣዘራሪቡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ዶክተር ዲማ ነገዎ፥ ክልቲአን ሃገራት ብዙሕ እዋን ዘቑፀረ ፅኑዕ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ዘለወን ሃገራት…

ህወሓት ብሄርተኝነት ከም ታክቲክ ህዝቢ ንምልዕዓል ይሰርሓሉ ነይሩ – ኣይተ መኰንን ዘለለው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲ ትዴፓን ኣይተ መኰንን ዘለለው፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ህንፀት ኢትዮጵያ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ኣረዲኦም። እቶም ፖለቲከኛ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ-ህወሓት ታክቲክና ብሄርተኝነት…

ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ኢና – ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ኢና ክብላ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ ኣልፕ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርኡ ዑደት፥ ፋና የቴሌቪዥን፣ ማእኸል ምትሕልላፍ…