Fana: At a Speed of Life!

እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ን1 ሺሕ ዓማውቲ እንትፈስስ ዝነበረ ሩባ ኣባይ…

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ። ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ከባቢ ሲ ኤ ምሲ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ቀደም መቓልስቶም፣ ሓለፍቲ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ፊስካል ማዕቐፍን ተዛትዩውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ማእኸላይ ዘመን (2014-2019) ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ። ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተገሊፁ፡፡ 11 ቐርኒ ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፎረም…

ፖሊስ ፌደራል ዝጀመሮ ምስፍሕፋሕ ቴክኖሎጂን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕን ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና  ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ዝጀመሮ ምስፍሕፋሕ ቴክኖሎጂን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕን ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ናይ ቴክኖሎጂ ምስፍሕፋሕን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕንሓቢሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ  ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ  ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሶማሊ ላንድ ከተማ ሃርጌሳ ኣብ ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተፍጥረ ሰብኣዊን…

መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምስትኽኻል ዘኽእሉ ስጉምትታት ይወሰድ ኣሎ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምስትኽኻል ዘኽእሉ ስጉምትታት እናወሰደ ከምዝኾነ  ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ኣብ…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም። ብሔራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ዘካየዶ ክትትልን ሓበሬታን ንፖሊስ ኦሮሚያ በዘሃቦ መሰረት እታ…

ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም። ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጁባ ዑደት ስራሕ የካይድ ከምዘሎ ካብ…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ እቲ ፋብሪካ ባኒ ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ…