ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ 9 መዳሊያ ብምእካብ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።
ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ብክልቲኡ ፆታ 4 ወርቂ፣ 3 ብሩርን 2 ነሃስን ብድምሩ…