ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ዘተ የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ኣብ ምጥያሽ መንግስቲ እቲ ክልል ዘተ ዝገበረሉ ቃለ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ካብ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ጀሚሮም ንነፃነት ህዝቢ ኦሮሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂኦም፥ “ኦሮሚያ ጠንካራ ሰብ…
ቢዝነስ ኣብ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ 50 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ ሃገር ቦቆል ትካል ቱሉ ሞዬን ኮርፖሬሽን ሚትስቡሽን ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ንክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምኽኒያት ፀፅታ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ፥ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብምርካብ እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ሰጒጓ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ መስኮ ለቒቖም ንክወፅኡ ኣዚዛ። እቶም ዲፕሎማታት ኢስቶኒያ፣ላቲቪያን ሊውትኒያን ገፅታ መስኮ ንምብልሻው ተንቀሳቒሶም ኢዮም ብዝበል ኢዩ እቲ ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ- ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ብዋና ኣዛዚ ወፍሪን ስልጠናን ምክልኻል ሃይሊ ታንዛኒያ ሜጀር ጀኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ተገሊፁ Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንኣስ ቆራፅነት ኣመራርሓ ፖለቲካ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንክነገስ ከምዝገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን “ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ምክልኻል ግዕዝይና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓፋር ኲናት ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ኲናት ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን። ምክልት ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣይተ ደረሳ መሀመድ፥ ቅድሚ ኲናት ልዕሊ 90 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዝነበሩ ብምሕባር ልዕሊ…