ስፓርት ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን Desta Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን። ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪካ ዝኾነት ሴኔጋል ንግብፂ ብፍፁም ቅላዕ 3 ን1 ብምስዓር ኢያ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ካሜሮን ድማ ኣብ ሜዳኣ ንኣልጀሪያ ብምስዓር ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ወሰንን ማንነትን ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝምለስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ወሰንን ማንነትን ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝምለስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፥ ተወከልቲ ህዝቢ ራያ ንዘቕረብዎ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሕቶ ህዝቢ ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ተራእዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኢትዮጵያውያን ጊዚያዊ መዕረፊ ቦታ ተዳሊዩ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኢትዮጵያውያን ጊዚያዊ መዕረፊ ቦታ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ደጉዳይ ማሕበራዊን ደቂ ኣንስቲዮን ኣፍሊጡ። እቲ መዕረፊ ቦታ ብልሙድ “ወሰን ሁለት” ተባሂሉ ኣብ ዝፅራሕ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ጊዝያዊ መፅንሒ ካብ…
ቢዝነስ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ተጀሚሩ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትካል ኤርፖርታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 655 ሚሊየን ብር ዝተሰለዐሉ ኣብ ልዐሊ 137 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ህንፀቱ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት ንምክያድ ዘግሊ ካሕሳ ብር 274 ሚሊየን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ከምዝሸፈኖ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ። ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዜጋታት እቲ ቀጣና ብዘይገደብ ብምንቅስቓስ ኣብ ዘካይድዎም ናፃ ምትእስር ዕዳጋን ነግዲን ተረባሒት ክምእትኸውን ተገሊፁ። ኣቦ መንበር ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቕርቦት ረድኤት ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝለኣኽ ኣቕርቦት ረድኤት ንምስላጥ ክብል ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ ስዒቡ ረድኤት ናብቲ ክልል ንክኣቱ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ – ዶክተር ኣብረሃም በላይ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ሚኒሰሰትር ምክልኻል ዶክተር አብርሃም በላይን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ሚስተር ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ቢሾፉቱ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ትሕብብር ልምዓት ጀርመን(ጂ.አይ. ዜድ) ብምትሕብባር ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ተምሃሮ ካብ ተካላት ተምህርቲ እንተይወፅኡ ንስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ። ሚኒስተር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ፥ ምስ ዳይሬክተር ፈነድ ልምዓት ግብርና ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ እዋንን ካልኦት ዛዕባታት ብዝምልከት ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ዘተ የካይድ ኣሎ።…