Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን ብሓባር ዘዳለውዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል…

ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ፥ ሓላፊ ዋና መምርሒ ምትሕብባር ሜካናይዝድ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናንት ጄኔራል ኣለምእሸት ደግፌን ኤታማዦር ሹም ሰራዊት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ኩነታት ተዛቲዮም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት እስማኤል ኦማር ጊሌ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ስራሕ ንመግባር ትማሊ ኣዲስ ኣበባ መእታዎም…

ከይዲ ዕዳጋን ፍሪያትን ጨው ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ዕዳጋን ፍሪያትን ጨው ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ዕደና ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፍሪያት ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት…

ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣሳታፊ፣ ተበፃሕን ፅርየት ዘለዎን ትምህርቲ፥ ስደተኛታት፣ ካብ ስደት ተመለስቲን ስደተኛታት ብምቕባል ዘተኣናግዱን ማሕበረሰባት ዝርከብሉ ምቹው ኩነታት መፍጣርን እቲ ኩነታት…

ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ኣብ ከተማ ባህርዳር ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ስነ ስርዓት ምምሕዳር ፌዴራል ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ዝተረኸቡ ተመክሮታት ንኩለን ክልላት ናይ ምክፋል ስራሕ…

መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኣትሌላት ክልለላት፣ ምምሕዳራት ከተማ፣ ክለባትን ማእኸላት መሰልጠኒን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ካብ 19 ክሳብ…

ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ኣድሂቦም ኣብ ሞሮኮ ራባት ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ዓለም እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ምስ ምግባርን ምፍፃምን ብዝተዛመደ ውፅኢት ዘመዝገባ ሃገራት ተሓሪየን።…

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።…

ኣሉላ ገብረኣምላኽ ተዓዋቲ ውድድር ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ሎሚ መዓልቲ ተኸንቢቱ። እቲ ውድድር ድምፃውያን ባዕልቶም በዝሓረይዎምን ዳያኑ ብዝመረፅሎምን ሙዚቃታት እናተፈተኑ ንትሽዓተ ዙር ምፅንሖም ይፍለጥ። ብቐጥታ ፈነወ ዳያኑ ካብ ዝህብዎ ሞያዊ ዳይነት…