ዝንቕ ፋና ብህይወቱ እንከሎ ናይ ሕልና ፀሎት ዝተገብረሉ ተፃወታይ Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ እትፃወት ቡልጋርያዊት ጋንታ ንሓደ ተፃዋታያ ነበር ካብዛ ዓለት ብሞት ተፋንዩ ብምባል ንሓደ ደቒቕ ዝቐፀለ ናይ ሕልና ፀሎት ኣካይዳ። እንተዀነ ድሒሩ ብዝወፀአ ሓድሽ ሓበሬታ፥ እቲ ተፃወታይ ገና ብህይወቱ ከም ዘሎ ድሕሪ ምፍላጣ…
ቴክኖሎጂ ‘ኳንተም ኮምፕዩቲንግ’ እንታይ’ዩ? Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ብቢልየነር ዓለም ዝኾነ ቢል ጌትስ ዝውነን ትካል ማይክሮሶፍት፥ ንሓያለ ዓመታት ሓያል ዓቕሚ ዘለዎ ኮምፒዩተር ንምስራሕ ኣብ ቀጻሊ ምርምር ምፅንሑ ተገሊፁ። እንነሆ ድማ ከም ኣካል ናይዚ ጥሙሕ ሓድሽ 'ቺፕ' (ደቂቕ ንዋይ ኮምፕዩተር) ከም…
ቢዝነስ ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ልምዓት፥ ነበርቲ ምስ ተፈትሮኣዊ ፅሩይ ኣየር ጣና ኣብ ምቹእ ጎዳናታት ንክራኸቡ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Mar 17, 2025 0 ልምዲ ባሕር ዳር ሎሚ ምንቅስቓስ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ተዓዚበ። ተፈጥሮን ጥበብ ሰበን ተደሚሮም ንባህርዳር ብዝበለፀ ፅባቐኣ የድምቕዎ ኣለዉ። እታ ከተማ ማእኸል ንግዲን ቱሪዝምን ንምግባር ኣመራርሓ ካብ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ አንመሃረሎም ብዙሓት ነገራት ኣለዉ። ባህርዳብ ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ጠመተ ሂቡ ብምንቅስቓስ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምግባሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ማዕገትትቲ ወፀኢኦም ኣብ ወተሃደራዊ ካምፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ተገሊፁ Desta Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። 1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ካልኦት ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ዘለው…
ስፓርት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም Desta Mar 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ ዝተኻየደ ማራቶን፥ ኣትሌት ተስፋዬ ድሪባ 2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 13 ሰከነደን ብምእታው ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብተመሳሳሊ ርሕቐት ብደቂ ኣኒስቲዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ወረዳ ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ዳይሬክቶሬት ልምዓት ኢነርጂ እቲ ቢሮ፥ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ…
ቢዝነስ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ብቢዚነስ ንተወዳደርቲ ምህዞ ሓሳብ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Mar 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ዩንቨርስቲ ባህርዳርን ንክልተ ኣዋርሕ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ንዘለዎም ምህዞ ሓሳብ ቢዚነስ ንዘወዳደሮም ሞያተኛታት ኣፍልጦ ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ…