Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ግብረ ራዕዲ ይኹን ዝዘረፉዎ ንብረት ካብ ክልል ኣምሓራ ከይወፅኡ ህዝቢ ስጉምቲ ንኽስድ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ፀዊዖም

ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተደምሰሰ ዝርከብ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ይኹን ዝዘረፉዎ ንብረት ካብ ክልል ኣምሓራ ከይወፅኡ ህዝቢ ስጉምቲ ንኽስድ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ፀዊዖም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ…

ስርዓት ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ኢና – ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ኢና ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም። ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ “ንሕድሕድና ከይንተኣማመን ዝገበረና ስርዓት እዋኑ ተወዲኡ ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንኹሉ ንምብፃሕ ሙሉእ ዓቕምና ናብ…

ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ቁፅፅር ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ቁፅፅር እናተገበረ ከምዝኾ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣድሂበን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ምቁፅፃር ከምዘይከኣለ ሓደሽቲ…

ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኹሉ ዓውዲ ተሓባቢሩ እንትለዓል ውፅኢቱ ዓወት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ወገን ጦር ብኹሎም ግምባራት እናመዝገቦ ንዘሎ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ መልእኽቶም ድማ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኹሉ ዓውዲ ተሓባቢሩ እነትለዓል ውፅኢቱ ዓወት…

ኣብ ግምባር ጋሸና ጥምር ሓይሊ ወገን ኣርቢት፣ ጋሸናን ካልኦትን ከባቢታት ናፃ ኣውፂኡ

ሰበር ዜና ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ጋሸና ጥምር ሓይሊ ወገን ኣርቢት፣ ጋሸናን ካልኦትን ከባቢታት ናፃ ኣውፂኡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ፣ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንፕሮጀክታት መገዲ ቀርኒ ኣፍሪካ 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝርከባ ሃገራት ብልምዓት መገዲ ንምትእስሳር 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ። ህንፀት እቶም ፕሮጀክታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ዝሳለጡ እንትኾኑ፥ እቶም መገዲታት ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ግምባር ኮይኖም ዝመርሑዎ ወፍሪ ህልውና ልዑል ዓወት ይምዝገቦ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ግምባር ኮይኖም ዝመርሑዎ ወፍሪ ህልውና ልዑል ዓወት እናተመዝገቦ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ተሳትፎ ወፍሪ ህልውና ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣቢይ…

ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣፍሊጡ። 8የ ጉባኤ ሚኒሰስትራት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ምሕዝነት ቻይና - ኣፍሪካ ብንግዲ፣ ተሓዳሲ ሓይሊን ቀረብ…

ዝተረኸበ ዓወት ህዝቢ ዓፋር ንህወሓት ኣምሪሩ ከምዝፀልኦን ዳግም ብተለኣኣኽቲ ንዘይምምሕዳር ዝገበሮ ቃልሲ ዘርኢ ኢዩ – ኢ/ር ኣይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ግምባር ዓፋር ዝተረኸበ ዓወት ህዝቢ ዓፋር ንህወሓት ኣምሪሩ ከምዝፀልኦን ዳግም ብተለኣኣኽቲ ንዘይምምሕዳር ዝገበሮ ቃልሲ ዘርኢ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…