ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሮጀክት ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ኬኒያ ኣሳሊጡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማእኸል መከላኸሊ ሕማማትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን ዶክተር ሊያ ታደሰ። ዶክተር ሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካ(ኣፍሪ ኤግዚም ባንክ)ን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ባንኪታት ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ስልጠና መውሃቢ ዓቕሚ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣመራርሓ እዋኑ ዝሓቶ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣተሓሳስባን ከጎልብት ዝመረፆ ህዝቢ ብትግሃትን ብቕንዕናን ንኸገልግል ዝዓለመ መድረኽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ብሚኒስቴር ሕርሻ ናይጄሪያ ሙሃመድ ማሃሙድ ኣቡበከር ዝምራሕ ልኡኽ፥ 7 ኣመሓደርቲ ግዝኣታት ሓዊሱ 30 ኣባላት ዘካተተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ቻይና ዝቐረበ ሕቶ ካቢኔ እታ ከተማ ከምዘፅደቖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ኣቋፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀሎ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ብምኽንያት ኩነታት ኣየር ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ኣቋፁዎ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቐፀሎ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ብዝተፈጠረ ብትእጉጓ ንዓማዊል ይቕሬታ ሓቲቱ ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ካብ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልምዲ ንምውሳድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ መላኩ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ተረኺቡሉ ኢዩ – ኤጀንሲ ዳያስፖራ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ከምዝተረኸበሉ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም። ዳያስፖራታት ናብ ሃገር ምምፅኡ ሕድሕድ ምፍላጥ ንኽህሉን ኣምባሳደር ሃገሮም…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ኮይና Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሻምፒዮን ኮይና። ሃገራውያን ጋንታታት ሴኔጋልን ግብፅ ዘራኸበ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ኣብ ስሩዕን ተወሳኺ ሰዓትን ብርቱ ንሕን ሽቶ ክምዝገብ ስለዘይከኣል ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ…