ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 80 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 80 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ፌዴሪኢ ምስ ቤት ዕዮ ኢሚግሬሽን ሊባኖስ ብምዝርራብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ኣብ ሊባኖስ እናነበሩ ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ንፅበ – ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእሉን ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ትፅቢት ከምዝገብሩ ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። እቶም ተሳተፍቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ንጉባኤ እቲ ሕብረት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ፕሬዚዳንት ሞውሪታኒያ መሓመድ ኡልድ ኤልጋዝዋኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣለዉ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ብምስዓር ናብ ፍጻመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ብፍፁም ቅላዕ 3 ን 1 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ሓሊፋ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓትን ተወሳኺ ሰዓትን ባዶ ንባዶ ማዕረ ዝተዛዘመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣብ መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣ ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ልምዓት የሳልጥ” ብዝበል መሪሕ ቃል ዕለተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ዝጀመረ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዝጀመረ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ። ብብርኪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ይካየድ ምስ ዘሎ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ክልቲኣዊ ዘተ ይፍፀሙ ከምዘለዉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህዋሓት ኢዳ ብጥይት ተወቒዓ ዝተጎድአት ተምሃሪት መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ትወስድ ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህዋሓት ኢዳ ብጥይት ተወቒዓ ዝተጎድአት ተምሃሪት ቃልኪዳን ተኮላ ካብ ሕማማ እንተይደሓነት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ትወስድ ኣላ። ተምሃሪት ቃል ኪዳን ተኮላ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኮምቦልቻ ትመሃር እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ቦስት ዞባ ምብራቕ ሸዋ ዝተፈፀመ ቅትለት ስዒቡ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ቦስት ዞባ ምብራቕ ሸዋ ክልል ኦሮሚያ ዝተፈፀመ ቅትለት ስዒቡ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ግርማ ገላን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ምስቲ ዛዕባ ብዝተዛመደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኦስማን ሳሌህ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኦሮሚያን ግሎባል ኣሊያንስን ብድርቂ ንዝተሃሰዩ 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኦሮሚያን ግሎባል ኣሊያንስን ብድርቂ ንዝተሃሰዩ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግብን ናውቲን ገይሮም። እቲ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ቦረናን ጉጂን ከምኡውን ኣብ ክልለ ሱማሌ ብዘጋጠመ ደርቂ ንልዑል ጉድኣት ንዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ…