ንዝተፈላለዩ ትካላትን ኤምባሲታትን ኣፍሪካ ዝተውሃቡ ቦታታት ብህፁፅ ናብ ህንፀት ንክኣትዉ ዘድሊ ድጋፍ ክግበር ኢዩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ንዝተፈላለዩ ትካላትን ኤምባሲታትን ኣፍሪካ ዝተውሃቡ ቦታታት ብህፁፅ ናብ ህንፀት ንክኣትዉዘድሊ ድጋፍ ክግበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ መበል 40…