ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምፅባቕ ዝተሳተፉ ኣካላት ኣመስጊነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምውቃብ ዝሰርሑ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “መበል…