ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝኣክል ኣውድ ስለዘይተኸፈሎ ከምዝተፀገመ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታላት ብኣውድ ዝወሰደኦ መድሓኒት ክኸፍለኦ ካብ ዝግበአን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ስለዘይተከፈላ ስርሑ ከምዝተኣጎሎ ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ትካላት ጥዕና ብኣውድ ዝወሰደኦ ብዙሕ ተኣካቢ ብር ስለዘሎ ኣብ ኣቕርቦ ፀገም…