ብናይ ሕሶት ወፍሪ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሓሰበ ነገር ክዕወት ኣይከኣለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢብዛዕባ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዓበይቲ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ብዝኾነ መልክዑ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምፍናው ወፍሪ የካይዱ እምበር ዝሓሰቡዎ ከዕውቱ ከምዘይከኣሉ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…