ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ ማሕበራት ሕበረት ስራሕን ዩኒየናትን ዘረፋን ዕንወትን ኣብፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ 3 ሺሕን 228 ማሕበራት ሕበረት ስራሕን ዩኒየናትን ዘረፋን ዕንወትን ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሃፍቲን ንብረትን ህዝቢ ብዘብፀሖ…