Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ፈተናታታ ሓሊፋ ሰላማ ናይ ምዕሳል ዓቕሚ ኣለዋ ኢልና ነኣምን ኢና – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊያን ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘጋጠሙዎም ፈተናታት ሓሊፎም ኣፈላላዮም ፈቲሖም ሰላም ሃገሮም ብምዕሳል ናብ ንቡር ዝተረጋገዐ መንነታ ክምልሱዋ ኢዮም ዝብል እምነት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዣንግ ጁን…

ኣብ ኣተገባብራ እቲ ኣዋጅ ብዝተገበረ ክትትል 237 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ኣተገባብራ እቲ ኣዋጅ ብዝተገበረ ክትትል 237 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን እቲ ክልል ነቢዩ ኢይያስ፥ ግብረ ራዕዳውያን ውሀሓትን ሸኔን ኣብ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር…

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋ ጨፌን ከተማ ይርጋ ጨፌን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝኸፈቶ ናይ ክሕደት ኲናት ንምኹናንን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን መንግስቲን ጠጠው ንምባልን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ  ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺበን ንሰራዊት ምክልኻል…

ናይ ወፃኢ ግብኣት መዓድን ፈሓም እምኒ ምሉእ ንምሉእ ኣብ ሃገር ዉሽጢ ንምትካእ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ  -ኢንጅነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ወፃኢ ግብኣት መዓድን ፈሓም እምኒ ምሉእ ንምሉእ ኣብ ዉሽጢ ሃገር  ንምትካእ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ” ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ፋብሪካታት ስሚንቶ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዝፈረዩ ምህርቲ…

መንግስቲ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብምዃን ንምስራሕ ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዚያዊ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ንምስራሕ ከምዝተዳለወ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር…

ዞባ ስልጠየ ንራብዓይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ስልጠየ ንራብዓይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዞባ ን4ይ እዋን 223 ሰንጋታት፣ 36 ኣባጊዕን ኣጣልን ኢዩ ሓገዝ ገይሩ ዘሎ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ ክልል ኣይተ ተፈሪ ኣባተ፥…

ኣብ ድሕንነት ሳይበር ዝተፈነዉ ብዙሓት ጥቕዓታት ምምካት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት ሳይበር ብዝተሰርሑ ጥንኩራት ስራሕቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተፈነዉ ብዙሓት ጥቕዓታት ምምካት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኤጀንሲ መርበብ ሓበሩታን ድሕንነትን ካልኣይ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ  መግለፂ፥…

ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ልዕሊ 150 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት ዝውዕል ከምዝኾነ እቲ ማሕበር ገሊፁ። ሓላፊ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ማሕበር ቀይሕ መስቀል…

ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዮን ተዛቲየን። እቶም ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት መናእሰይ ዝርከቡላ ሃገር ከም ምዃና መጠን ዘለዋ ሃፍቲ ብምጥቃም ከም ሕርሻን ቱሪዝምን ኣብ…