ህወሓት መስመራት መተሓላለፊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዓውደ ውግእ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ከይረክብ ይገብር ኣሎ – ትዴፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመራት መተሓላለፊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዓውደ ውግእ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ከይረክብ እናገበረ ከምዝርከብ ውድብ ዴሞክራሲ ትግራይ (ትዴፓ) ገሊፁ።
ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብቓላት ክግለፅ ኣብ…