ምስ ኣቕራቢ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዱባይ “ዲፒ ወርልድ” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና – ዳግማዊት ሞገስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ “ዲፒ ወርልድ” ሱልጣን ኣህመድ ቢን ሱላዬም ኣብ ዱባይ ተራኺበን ዕዉት ልዝብ ከመዝገበራ ገሊፀን።
እቲን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ኣብ ዝፀሓፈኦ መልእኽቲ፥…