ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ድማ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነት ኣይተ ተመስገን…