ብሽም ሓው ፈትለወርቀ ገ/እግዚኣብሄር ካብ ዝተቐመጠ ገንዘብ ንምውፃእ ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓው ኣባል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈትለወርቀ ገ/እግዚኣብሄር ካብ ዝተቐመጠ ገንዘብ 267 ሚሊየን ብር ገንዘብ ንምውፃእ ዝፈተኑ 10 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
በቲ ገበን ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ ውልቀሰባት እቶም…