ብሽም ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ሓምለዋይ ኣሰር ዘንብሩሉ ፓርክ ሰይምና – ከተባ ኣደነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ፓርክ ከምዝተየሰመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘስፈርኦ…