Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሞም፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ፊርማ  ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝበሉዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቦታ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሙሉቀን ቀሬ፡፡ እቶም ሚኒስቴር ዴኤታ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣብ ዝገበሩዎ ገለፃ፥ እቲ…

ካብ እዋን ናብ እዋን ትካላት ፌዴራል ንኢትዮጵያ እናመሰሉ ዝመፅኡሉ ኩነታት ተፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተሰርሑ መካተቲን ኣሳታፊን ስራሕቲ ትካላት ፌዴራል ንኢትዮጵያ እናመሰሉ ዝመፅኡሉ ኩነታት ተፈጢሩ…

ልዕሊ 33 ሺሕ ከፈልቲ ግብሪ ፌደራል ብሞላ ኤሌክትሮኒክስ ክፍሊት ፈጢሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 33 ሺሕ ከፈልቲ ግብሪ ፌደራል ብሞላ ኤሌክትሮኒክስ ኣቢሎም ክፍሊት ፈጢሞም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ እቶት ዳዊት ውብሸት፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፤ ዳታ መሰረት ዝገበረ ስርኣት ኣተኣኻኽባ እቶት ንምህናፅን ዲጂታላይዜሽን ጋህዲ ንምግባርን…

ምስማዕ ንዝተስኣኖም ዜጋታት ስልጠና መንጃ ፍቓድ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ኣሽከርካሪን ተሸከርካሪን ኣዲስ ኣበባ ምስማዕ ንዝተስኣኖም ዜጋታት ስልጠና መንጃ ፍቓድ ምሽክርካር ምሃብ ኣጀሚሩ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ደሳለኝ ተረፈ (ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ናይ ነዊሕ እዋን ሕቶታት ፍትሓውነት…

ቀንዲ ስትራቴጂ ራኢታት ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ሰለስተ ቁልፊ መሰረታዊ ራኢታት ተሓኒጊጡ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መዛዘሚ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025ን ስነ ስርዓት ዕላዊ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ስትራቴጂ…

ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 30 ሚሊየን ዝኾኑ ወነንቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተዛሪቦም፡፡ ንእዋኑ ዝምጥን ለውጢ ንምምፃእ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማ ምሸት ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካዩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 5 ሸውዓት ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ምስ ዚምቧቡዌ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ…

4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ 17 ክሳብ 18 መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፎረም ልዕሊ 7 ሚኢታዊ ዓለም ለኸ መራሕቲ ቢዝነስ፣ መውፃእቲ ፖሊሲን መሓዙት ትካላት ልምዓትን ዝሳተፉ እንትኾኑ፥…