Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ መበል 13 ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ እቲ ጉባኤ ኣብ ፃንሒቱ ኣፈፃፅማ ሪፖርት 2013 ዓ.ም ክዛተ ኢዩ። ብተወሳኺ መበል 12 መደበሻ ቃለ ጉባኤን ናይ 2014 ዓ.ም ትልሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ…

ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ “ደምና ንሰራዊትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ደም ለጊሶም። ዕላማ እቲ ልገሳ ደም ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ መከላከያ ብዘብፀሖ ክሕደት እቲ ሰራዊት ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝገብሮ ተጋድሎ ደም…

ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣፋኒየን። እተን ሚኒስትር ዓውዲ ኪነ ጥበብ ሓድነት ኣብ ምሕላው ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዓብዪ ኣበርክቶ ነይሩዎ ኢለን። ኢትዮጵያዊነት ኣብ…

ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ናይ ቀደም ኣዛዚ 31ኛ ክፍለ ጦር  ብርጋዴር ጄነራል ከበደ ፍቃዱ ዝምራሕ ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ከምዝተደምሰሰ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጦርነት ልዕሊ 70 ሓይሊ ፀላኢ ክድምሰስ ከምዝኸኣለ እውን…

ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ። ሊግ  ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ሂበን። ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ መስከረም ኣበበ፥ ኣሸባሪ…

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ ተባሂኡ። ጠበቓን በዓል ሞያ ሕጊን ዳዊት መንግስቱ፥ ኣሸባሪ ህወሓት ዓለም ለኸ መሰል ህፃናት ኮንቬሽን ብምፅራር ህፃናት ናብ ጦርነት ይዳርግ ኣሎ…

ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተወለድቲ ትግራይ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ። ኣይተ ሊላይ ሃይለማርያም እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ምጥያሹ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተወሰኑ ተወለድቲ ዓድዋ ገዛእቲ መደብ ህዝቢ ትግራይ ይብደል…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፥ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናብ ሃገር ናይ ምድሓን ወፍሪ ደም…

ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም። ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ድጋፍ ብምግባር ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝኾኑ መዝራቦም ካብቲ ቤት…

ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ንኹሎም ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጆሊና ንኹሎም ናይታ ሃገር ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም ተባሂሉ። እቶም ፕሬዚዳንት ንኹሎም ሚኒስትራት ዘባረርሉ ምኽኒያት ኣይተፈለጠን። ይኹን እንበር ንሕድሕድ ሚኒስትር ብኣካል ብምርካብ ኣፈፃፅማ ስርሖም ትሑት ምዃኑ…