ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር እቶት 360 ቢሊየን ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት 360 ቢሊየን ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ። ስትራቴጂክ ፕላንን ፕሮጀክት ምምሕዳርን ዳይሬክተር ኣይተ ፍቃዱ ታደሠ፥ እቲ ትልሚ ንላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ኣቕሪቦም። ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኢትዮጵያ ሓደ መበገሲ ትልሚ ከምዝኾነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ቆፃሪ ኢሌክትሪክ ብምግጣም እንትጥቀሙ ዝነበሩ ግለሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዘይፈልጦ ብዘይሕጋዊ መገዲ ቆፃሪ ኢሌክትሪክ ብምግጣም እንትጥቀሙ ዝነበሩ ግለሰባት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ገበን ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 9 ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ኣብቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ኣባይ ፍሉይ ስሙ ፍልቅልቅ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ለይቲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ። እቲ ፀገም ብህፁፅ ንምቕራፍ ኣብቲ ከባቢ ፅገና ዝገብር ግብረ ሓይሊ ብምልኣኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 45 ሰብ ሞያ ሕክምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሆስፒታላት ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 45 ሰብ ሞያ ሕክምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ። ካብ 11 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ብምምላእ ናብቲ ቦታ ዘምረሐ ጉጅለ ሕክምና ሕፅረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቖራፅነት ፅኑዓት ዝኾኑ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ -ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምንም ዓይነት ዕንቅፋት እንተጋጠማ እውን ብቖራፅነት ዝፀንዑ ከምዚ ዝበሉ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ከምዝበልዎ፥ “ምፍፃም እኽእል ኢየ” ዝብል ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸባሪ ህወሓት ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ትግራይ ብዘይምንም ወታደራዊ ስልጠና ናብ ጦርነት የሳውሮም ኣሎ-ሙርከኛታት Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ትግራይ ብዘይምንም ወታደራዊ ስልጠና ናብ ጦርነት የሳውሮም ኣሎ ክብሉ ብኣንፈት ዓፋር ብሰራዊት ምክልኻል ዝተማረኹ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ዕድመኦም ንውትድርና ዘይኣኸለን ንኣገልግሎት ብቑዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ዝተዋፈረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ቁፃራት ጁንታ እናዳህሰሰ ይድምስስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ዝተዋፈረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁፃራት ጁንታ ህሓት እናዳህሰሰ ይድምስስ ከምዘሎ ዋና አዛዚ መበል 22 ክፍለጦርን ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት መተከልን ኮሎኔል ሰይፈ አንጌ ኣፍሊጦም። ካልኣይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ በጀት ዓመት ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 90 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመተ 2013 ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 90 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በበጀት ዓመቱ ለሱዳን እና ጅቡቲ 1 ነጥብ 4 ቢሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት የኤሌክትሪክ ኃይል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ንብዙሓት ዘሳትፍ ስለዝኾነ ኣብቲ ዓውዲ ተሳትፍ ዘፈር ውልቀ ቁልፊ ግደ ከምዝፃወት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቱሪዝም ንብዙሓት ዘሳትፍ ልምዓት ስለዝኾነ ኣብቲ ዓውዲ ዕዉት ልምዓት ንምምዝጋብ ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ቁልፊ ግደ ከምዝፃወት ተገሊፁ። ቱሪዝም ኢትዮጵያን ኦዚ ሆስፒታሊቲን ቢዝነስ ግሩፕን ዘፈር ቱሪዝም ብሓባር ንምድጋፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ዝተጀመረ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ዝተጀመረ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝክቕፅል ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ተንካይ ጆካ ኣፍሊጦም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ…