Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ዶክተር ኣላስታየር ማክፊልን ተዛቲየን። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ዘግበር ሰብኣዊ ደገፍ ኣብ ምቅልጣፍ  ምትሕብባር፣ ተበፃሕነት ምዕባይን ኣብ እዋናዊ…

ኣማራፂታት ዕርቀ ሰላም ኣይቅበልን ዝበለ ጉጅለ ህወሓት ተወሳኺ ትዕግስቲ ኣየድሊን – ጉጅለ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ መንገዲታት ዕርቀ ሰላም ኣይቅበልን ዝበለ ጉጅለ ህወሓት ተወሳኺ ትዕግስቲ ከምዘየድሊ ጉጅለ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ እናገበሮ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝምልከት መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ 10…

ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ኣይኽልን – ኣይተ ርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ከምዘይኽል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ…

ኣምባሳደራት ግሪክን ሞሮኮን ምስ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ግሪክን ኣብ ኢትዮጵያ ኣና ፋሩን ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኔዛ ኣሉኢን ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፂ ኢንቨስትመንትን ዕድልን ነቶም ኣምበሳደራት መብርሂ…

ብለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ዝተሓዙ ሰባት ቁፅሪ ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ተታሒዞም ናብ ማእኸላት ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሪ ብዕፅፊ ወሲኹ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ሰሙናዊ ማእኸላይ መጠን ሞት ካብ 13 ናብ 36 ሚኢታዊ…

ሃገርና ንምድሓን ክንዘምት ኢና ክብሉ ሰራሕተኛታት ቢሮ ትምህርቲ ኦሮሚያ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣  6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ንምድሓን ክንዘምት ኢና ክብሉ ሰራሕተኛታት ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፆም። እቶም ሰራሕተኛታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድጋፍን ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘነፃፀረ ኲናት  ንምምካትን ኣብ ውሳነ በፂሖም። እቶም ሰራሕተኛታት ንሰራዊት…

ኣብ ዛምቢያ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ሎሚ መዓልቲ ኣሎ። ኮሚሽን ቦርድ መረፃ ዛምቢያ ግልፂን ተኣማኒን ዝኾነ መረፃ ንምክያድ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ፡፡ ከይዲ መረፃ ዓለም ለኸ ተዓዘብቲ ከምዝከታተሉዎ ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ዳግም…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተተካኢ ሕፁይ ንምቕራብ ዘኽእል ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ 01 ጷጉሜን 2013 ዓ.ም. ምርጫ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ሕፁያት ብምዃን ንዘይቕፅሉ ተወዳደርቲ ፓርቲታት ተተካኢ ሕፁይ ንምቕራብ ዘኽእል ውሳነ ሂቡ። ብመሰረት እዚ ካብ ሎሚ መዓልቲ 6 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ…

ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣  6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም። እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ትራይስቴት፣ ኒውዮርክ፣ ኒውጀርሲ፣ ኬነቲኬት ከምኡውን ካልኦት ስቴታት ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ…

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ውድድር ብፍላይ ኣብ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ተሳቲፎም ዝከኣሎም ብግባር ወርቂ ሓዊሱ ሜዳሊያ ክርከብ…