Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020  ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020  ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን 

ኣዲስ ኣበባ ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ዳይርክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ራሚሮ ሎፔዝ ዳ ሲልቫን ተዛቲየን።  መንግስቲ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ውሳነ ድሕሪ ምውሳኑ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሓዊሱ ካልኦት ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብፃሕ…

ጉጅለ ራዕዲ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ብሕቡእ ዝፍፅምዎ ዝነበሩ ተግባር ጥፍኣት ንምቕፃል ብዕሊ ምስምዕምዖም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብግብረ ራዕዲነት ዝተፈረጁ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ቅድመ ሐዚ ብሕቡእ ዝፍፅምዎ ዝነበሩ ተግባር ጥፍኣት ብሓባር ንምቕፃል ብዕሊ ምስምዕምዖም ኣፍሊጦም። መራሒ ኦነግ ሸኔ ድሪባ ኩምሳ (ጃል መሮ ) ምስ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ኣብ…

ኣብ መገዲ ባኮ-ሻምቡ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መገዲ ባኮ-ሻምቡ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ነቲ ሓደጋ ስዒቡ ንዘጋጠመ ምትእጉጓል ትራፊክ ንምፍታሕ በዓል መዚ መንገድታት ኢትዮጵያ ህፁፅ ፅገና ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሓደጋ ኣብዚ ሰሙን ዝዘነበ ዝናብ ስዒቡ…

ኣብ ጁባ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡውን ናይቲ ኤምባሲው ዲፕሎማታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 965 ሸሕ ብር ደገፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብመሰረት ዝቐረበሎም ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ምሃቦም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበሩ ሓገዛት ንኽጠናኸሩ ፃዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበሩ ሓገዛት ንኽጠናኸሩ ፃዒት ቀሪቡ። እቲ ጉጅለ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ከም ፋንተሩሲን ከልዋን ዝበላ ዞባታት ዝነበሩ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብዝተፈፀመ ዘሰቅቕ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ፈንቲ ረሱ ጊዚያዊ መፅለሊ ጋሊኮማ  ኣብ ዝነበሩ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብዝተፈፀመ ዘሰቅቕ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ኣብ ልዕሊ ዶብ ኢትዮጵያ ኣኽባሪ ዝኾነ ህዝቢ…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣባላት ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣባላት ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኢንቨስተራት ህንዲ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ከዕብዩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ኣድሂን ተመያይጠን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ…

ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዘጋውሑዎ ዘለዉ ሓበሬታ ዝተዛበዐን ሚዛናዊነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዘጋውሑዎም ሓበሬታታት ዝተዛበዐን ሚዛናዊነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ መፃሪዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ንምፍሻል ዜጋታት ሃገሮም…

ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 ከምዝበጽሐ መፃሪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና …