ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 51 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 51 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም።
ብተወሳኺ ደም ብምልጋስ ነቲ ሰራዊት ዘለዎም ኣጋርነት ገሊፆም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ከምዝበልዎ፥ ካብ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን…