ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣብ ጎኒ ምክልኻል ደው ከምዝብሉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣብ ጎኒ ምክልኻል ደው ከምዝብሉ ኣፍሊጦም። እቶም ነበርቲ እኩይ ተግባር ናይ ጁንታ ህወሓት ጉጅለ ብምቅዋምን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ንምርኣይን ኣብ ሃረማያ ከተማ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሊኮማ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣመልኪቱ ናይ 3 መዓልቲ ሓዘን ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ፈንቲ ረሱ መዓስከር ጋሊኮማ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣመልኪቱ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሓዘን ንኽኸውን መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣዊጁ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ኮሮናቫይረስ ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኩለመዳይ ምርቓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ሃገር ካብ ፀላኢ ንምክልኻል ዝስለፉ ኩለመዳይ ሓይሊታት ኣሰልጢኑ እናመረቐ ይርከብ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ 18 ክሳብ 40 ዕድመ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ስልጠና ዝወሰዱ ኢዮም። መብዛሕተኦም ሰልጠንቲ ናብ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ። ኣብቲ መኽፈተ መደረ ዝገበሩ ዋና ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ኮሎኔል ጌታቸው ኣሊ፥ ሃገር ና ብቅንዕና ንምግልጋል ሞያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ- ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ሓደ ኣካላት ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ኣካል ድጋፍ ናውቲን ናይ ሓደ ወርሒ መሃያን ደገፍ ገይሮም። ኣብ ምምካት መጥቃዕቲ ኣሸባሪ ህወሓት ንዝተዋፈረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል 30 ዊልቼር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ደገፍ ክታበት ኮቪድ 19 ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኻልኦት ሃገራት እትገብሮ ደገፍ ክታበት ኮቪድ 19 ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ኣብ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ምትሕብባር ኮቪድ 19 ኣብ ዝበርዎ መደረ፥ እቲ ለበደ ሕጂ እውን ይስፋሕፈሕ ከም ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ዩንቨርስቲ ደብረ ብርሃን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ዩንቨርስቲ ደብረ ብርሃን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። ናይ ደብረ ብርሀን ዩኒቨርሲቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር ንጉስ ታደሰ፥ ኣገር ዝአተወቶ ፀገም ንምውፃእ ብሓባር ደው ምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንህቦ ዋላ ሓደ ሓፂር እዋን ኣይህሉን – እዚ ምዕራብ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንህቦ ዋላ ሓደ ሓፂር እዋን ከምዘይህሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀነር ጀነራል መሰለ መሰረት ገሊፆም። ሜጀር ጀነራል መሰለ መሰረት ኣብ ውሽጢ እቲ እዚ ዝርከብ መበል 314 ኮር ኣባላት መበል 31ን 54ን ክፍለ ሰራዊት እናወሰዱዎ…