ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፂር እዋን ንምጥፋእ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፂር እዋን ንምጥፋእ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ሓበሬታ ድሕንነት ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ብምዕራድ ንመንግስታት ክልልን…