ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ክትትል ሕክምና እናገበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዱብቲ ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ካፍቲ ቦታ ፀብፂቡ።
ንፁሃን ዜጋታት ካብ ከቢድ ክሳብ ቀሊል ጉድኣት በፂሑዎም ከምዝመፅኡ…