ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ናየወ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንምልጋስ ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣባላት ማናጅመንትን በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ናየወ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንምልጋስ ከምዝወሰኑ ተገሊፁ።
እቶም ሰራሕተኛታት ሰራዊት ምክልኻል ተግባር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምፍሻልን ሃገር ንምድሓንን ዝተቐበሎ…