Fana: At a Speed of Life!

ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና፣ ዘሪፉና መቓቒሉና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣብዝተኻየደ  ሰልፊ መደረ ዝገበሩ እቶም  ርእሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 2፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን ኣብ…

ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና-ሰልፈኛታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና ክብሉ ሰልፈኛታት ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ…

መናእሰይ ከተማ ሰበታን ከባቢኣን

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ሰበታን ከባቢኣን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ንምግባር ናብ መስቀል ኣደባባይ የምርሑ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት…

ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት…

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይገብሩ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ…

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ…

ጁንታ ህወሓት አገዲዱ ናብ ኩይናት ብኣንፈት ዓፋር ዘሰለፎም ህፃናትን መናእሰይን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብቐሊሉ ኣዲስ ኣበባ ክንኣቲ ኢና ዓፋር ሰመራ ንምብፃሕ 77 ኪሎ ሜትሮ ቀሪዩና፤ ብምባል ንሰለስተ መዓእታት ብምስልጣን ጁንታ ህወሓት አገዲዱ ናብ ኩይናት ብኣንፈት ዓፋር ዘሰለፎም ህፃናትን መናእሰይን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። እቶም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ሜዳሊያ ነሓስ ብምርካባ  ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ  ንማራቶን ተወዳደርቲ ደቂ ተባዕቲዮ ፅቡቕ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ሂቡ። ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ኣረኪበን። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ሜዳሊያ ነሓስ ብምርካባ  ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ …