ወፍሪ ትዊተር “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ናይ ማሕደር ምስሊክቕየር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ትዊተር “ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ” ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 7፡07 መርሃ ግብሪ ምቕያር ማሕደር ምስሊ ከምዝካየድ ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ እቲ ወፍሪ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያውያን ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብቲ ዝተፀርሐ ሰዓት ምስሊ…