ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ምስ ዩንቨርስቲ ወላይታ ብምትሕብባር “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ከኣካላት ብምዃን ሃገራዊ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ንግብረ ራዕዲታት ድጋፍ ብምሃብ ገበን ዝተጠርጠሩ 15 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ልዕሊ ንግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ድጋፍ ብምሃብ ገበን ዝተጠርጠሩ 15 ውልቀ ሰባት ክሲ ከምዝተመስረተ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋና ኣቃቤ ህጊ እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣይተ ኣዩብ አህመድ ንግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ብምፅምባር ክታሞም ኣንቢሮም። ሓቃዊነት ኢትዮጵያ ንመላእ ዓለም ንምፍላጥ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱርኪ “ንናይ ኣፍሪካ ፀገም ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ባህሬን ኢሲን ኣኪል ጋር ክልተኣዊ ርክባት ኣብ ዝጠናኸረሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ጀማል ኣብ ዘተኦም፥ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ናትና ምድላው ንጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ” ሌ/ ጀ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናትና ምድላው ንተስዓሪ ጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ" ክብሉ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌ/ጀነራል ባጫ፥ ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ውሕስና ምግቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ 1 ሺሕ ኩንታል ሕሩጭ፣ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ፣ 4 ኩንታል ንህፃናት ዝኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምጥያሽ ሓገዝ 100 ሚሊየን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምጥያሽ ሚኒስቴር ትምህርቲ 100 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብቲ ክልል ብዝፈፀሞ ወራር ልዕሊ 2 ሺሕን 950 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኬኒያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያዊያንን ሰብ ሞያታት 21 ሺሕን 897 ዶላር ኣሜሪካ ዘውፅእ ድጋፍ ኢዮም ገይሮም። ነቲ ድጋፍ እቲ ማሕበር ሰብ ሞያ ብምውካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ናብ ባህር ዳር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈፃፅማ ማእኸል መተሓባበረ ህፁፅሰብኣዊ ሓገዝ ንምግምጋም ናብ ባህር ዳር ኣቲየን። ኣብ ፃንሒተን ድማ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ብቕልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕን መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳን ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝወፅአ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝወፅአ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላትን፥ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ…