ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና- ፓርቲታት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ብምዃን ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም።
እቶም ፓርቲታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ ከምዝበልዎ፥…