ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ሰሜን ወሎ ንዝተሰለፈ ሓይሊ ፀፅታ ትኩስ ምግቢ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ሰሜን ወሎ ንዝተሰለፈ ሓይሊ ፀፅታ ትኩስ ምግቢ ኣቕሪቦም።
ኣብቲ ስፍራ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኮምቦልቻ ኣይተ ከድር እንድሪስ፥ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ብባዕሉ…