Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ማርክ ጋርኑ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃደ ኢዩ ነይሩ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…

ንህወሓት ዘውግዝ ሰልፊን ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደምን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባር ኣሸባሪ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊን ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደምን ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ዳሞት ሶሬን ከተማ ጉኑኖን  ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት…

 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ምግባር ሃገር ንክትቅፅል ምኽኣል ኢዩ- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ምግባር ሃገር ንክትቅፅል ምኽኣል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ሰብ ሃፍቲ ክልለ ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ዝገብርሉ መርሃ ገብሪ ተኻይዱ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ካብ ስዑዲን ካልኦት ሃገራትን ልዕሊ 41 ሺሕ ዜጋታት ተመሊሶም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ካብ ስዑዲን ካልኦት ሃገራትን ልዕሊ 41 ሺሕ ዜጋታት ከምዘተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር አምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ 12 ኣካላት ፌዴራል ዝተኻተትዎ ብሄራዊ ኮሚቴ…

ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ገንዘብ ሚኒስትር  ኣይተ አህመድ ሺዴን ኣብ በኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እቲ ስምምዕነት…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ  ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላት ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ  ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላት ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምስላፍ መስዋእትነት…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፥ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ይርእይ ኣሎ። ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝተዋደደ ተሳትፎ ኣመራርሓን ህዝብን ብምጥቃም ክስርሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ከምዝሰርሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ ንዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ምንግልታዕን ብምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ዕዮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዑደት ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዑደት ጀሚሮም። እቲ ዑደት ንሽዱሽተ መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ። ማርቲን ግሪፍትስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ 2013 ዓ.ም ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ…