Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሓፂነመፂን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሓፂነመፂን ከምዝተትሓዘ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ አፍሊጡ። ፈጣሪ ራዕዲ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ልዑል ጉድኣት ንምብፃሕን ሀገር ናይ ምፍራስ ተልአኹኡ ንምዕዋትን ዝተፈለለዩ ኢኮኖሚያዊ…

ንዕላማ ግብረ ራዕዲ ብኽልተ ተሽከርከርቲ ተፃዒኑ እንትጓዓዝ ዝነበረ መሳርሒ ኲናት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላማ ግብረ ራዕዲ ብኽልተ ተሽከርከርቲ ተፃዒኑ እንትጓዓዝ ዝነበረ መሳርሒ ኲናት ኣብ ከተማ ቡታ ጅራ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ገሊፁ። ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ምስ ብሄራዊ መረዳእታን ደህንነትን  ሕብረተሰብን ብምዃን ብዝገበሮ…

ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕ ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕን 380 ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ። ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጰያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን www.mygerd.com ዝብል ድረ ገጽ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ድረ ገፅ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ህዝቢ ንምርግጋፅ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ብቁርፀኝነት ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል ከመዝበልዎ፥ ኣብ ጋምቤላ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ህዝቢ ንምርግጋፅ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ብቁርፀኝነት ክሰርሑ ይግባእ። ኢትዮጵያውያን…

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ 3 ን2 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድዮም ባህርዳር ዝተኻደ ፀወታ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርተራ ተዛዚሙ። ፀወታ ቅድሚ ዕረፍ ብዘይ ሽቶ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 3…

ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ እኳ እንተኾኑ ንውትህድርና ግን…

ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታትከምዝበሎ፥ ቅድም ክብል 23 ሰነ 2013 ዓ.ም ሓበሬታ መረዳእታ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ ዝኹንን ንሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ ዝኹንን ንሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ጭርሖ ሒዞም ወፂኦም ክብል ካብ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ እቲ…

ፃውዒት መንግስቲ ኣይንቕበልን ብምባል ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቀሱ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ወምበራ ግዴትኡ ኣብ ምፍፃም ዘሎ ኣባላት ሰራዊት መበል 2211ሻለቃ ፃውዒት መንግስቲ ኣይንቕበልን ብምባል ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቀሱ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ወሲዱ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ፣ ሻለቃ ዮሃንስ እውነቱ፥ ካብ ሃገር…

ነበርቲ ዞባ ጉጂ 60 ሰንጋን 80 ኣጣልን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልለ ኦሮሚያ ነበርቲ ዞባ ጉጂ ልዕሊ 2 ሚሊየን በር ብምውፃእ 60 ሰንጋን 80 ኣጣልን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሮም። ሚኒስትር ደኤታ ዓውዲ ፋይናንስ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ወይዘሮ ማርታ ሉዊጂ፥ ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…