ቀዳማይ ሚኒስትር ቱኒዝያ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ኣብ መላእ እታ ሃገር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ተቓውሞ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጕጎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ቱኒዝያ ከይስ ሰይድ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ብርቱዕ ተቓውሞ ምስ ተላዓለ ንቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ስራሕ ብምስጓግ ንባይቶ እታ ሃገር ከመዝኣገዱ ተገሊፁ።
ብኣተሓሕዛ ኮቪድ-19 መንግስቶም ዝተቆጥዑ ኣሽሓት ቱኒዝያውያን ትማሊ ናብ ፅርግያታት…