Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትንኣመራርሓታትን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም። “ንዑ ንኢትዮጵያ፤ ንኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ንኽደና” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ምኽንያት ብምግባር ኢዮም ፈልሲ…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ምሕዝነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ጀርመንን እንግሊዝን ዑደት ስራሕ ኣካይደን

አዲስ አበባ ፣ ሐምሌ 11፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ጀርመንን እንግሊዝን ዑደት ስራሕ ኣካይደን። እተን ሚኒስትር ንምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ሚጉዌል በርገርን ንሚኒስተትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ   ጄምስ ዱድሪጅ ከምኡውን ካልኦት ላዕለዎት…

ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዝኸፈቶ ኩናት ከምዝቃወሙ ኣብ ሎግያ ዝነብሩ ተጋሩ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንህዝቢ ዓፋር ዝኸፈቶ ኩናት ከምዝቃወሙ ኣብ ሎግያ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። እኩይ ተግባር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፁ ነበርቲ ሎግያ ተወለድቲ ትግራይ “እቲ ጁንታ…

ዝገጠመና ፀለኢ ነቀርሳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ፀላኢ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ዝረኸቦ ፖለቲካዊ ስልጣን ንሃገሩ ንምፍራስ ዝተጠቐመሉ ኣብ ታሪክ ብሕታዊ ጉጅለ አዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።  ሐቢሩካ ዝነበረ ሰይጣን በቐሊሉ ኣይንቀልን ከምዝበሃል እየማነ ፀጋም ምርጋሕ ኣይቐርን ብምባል፥ ብርግፀኝነት…

ጁንታ ብስምዒት ምቑራፅ ተስፋ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ብስምዒት ምቑራፅ ተስፋ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣብፂሑ ክብል ቢሮ ሰላምን ምምሕዳርን ኢቲ ክእል ገሊፁ። ኢቲ መጥቃዕቲ ንሓንሳብን መወዳእታን ዕልባት ንምግባር መንግስቲን ህዝብን እቲ ክል ይሰርሕ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ሽዱሽተ ሰባት ሒዛ ናብ መቐለ ዝበረረት ኣውሮፕላን ንብረትነታ ናይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም  ውድብ ሕቡራት…

ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብተግባር ይድግፉ ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 323 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብተግባር ይድግፉ ኢዮም ተባሒሎም ዝተጠርጠሩ 323 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ እውን ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮምሽን ጌቱ ኣርጋው…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ ንከይጎዓዓዝ ኣተዓናቒፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዓፋር ናብ መቐለ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ  ንከይጎዓዓዝ ብኸቢድ ብረት ብምድብዳብ መገዲ ከምዝዓፀየ ተገሊፁ። መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ንክኣቲ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ምውሳኑ ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንብ…

ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ መንጎ  ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተገበረ ፀወታ ተጀሚሩ። ኣብቲ ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን። ንኢትዮጵያ ዊሊያም ሰለሞን ኣብ መበል 12 ደቒቓ ሓንቲ…