ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነ ኢዩ-ሲሪል ራማፎሳ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነን ኣንፃር ዲሞክራሲ ዝተገበረ መጥቃዕቲን ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ገሊፆም። ማእሰርቲ ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ጃኮብ ዙማ፥ ጠንቂ እቲ ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ዘሎ ናዕቢ እዩ።…
ስፓርት ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ስታዲየም ብናይ ክልቲአን ሃገራት ሰንደቕ ዓላማ ማዕሪጉ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካልኦት ሰባት እውን ሃለዋቶም ከምዘይተፈለጠ ተሓቢሩ። እቲ ዕልቕልቕ ብሰንኪ'ቲ ኣብቲ ዞባ ክዘንብ ዝቐነየ ዝናብ ዘስዓቦ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣቱዋል ካሬ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ሓይሊ ኣኽባሪ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መነግስታት ዝተፃወቶ ግደ ብዝምልከት ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 476 መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ። እተ ሰልጠንቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ-ገበንን ገበን ፍትሕን፣ ነርሲንግ ከምኡውን ፖሊስ መኮንንነት ዓውዲታት ትምህርቲ ዝሰልጠኑ ኢዮም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር እድሪስ ንበዓል ዒድ ዓረፋ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር እድሪስ ንበዓል ዒድ ዓረፋ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ በዓል ኣብ ማሕበረሰብ ሙስሊም ዓብዪ በዓል ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እቲ በዓል እንትኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃሮአን ሎሚ መዓልቲ የመርቓ ኣለዋ። ዩኒቨርሲቲየ ኣሶሳ፣ባሕር ዳር ፣ ወልድያ፣ ኢትዮጵያ ሲቪል ሰርቪስን ወልቂጤን በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠነኦም ተምሃረአን ኢየን ኣመሪቐን። እቶም ተመረቕቲ ብስሩዕ፣ ርሕቐትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ- ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ ከብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራቲክ ፓርቲ ትግራይን ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰን ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ- ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም። ዩንቨርስቲ ኣሶሳ በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 237 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ…