ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ትዴፓ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተሻለ ንጉሴ፥ ህፃናት ንኲናት ምስላፍ ብኢትዮጵያ ይኹን ሕጊ ዓለም ብገበን ዘሕትት…