ሰራዊት ምክልኻል ትእዛዝ እንትወሃቦ ኣድላይ ዝበሃል ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና እዩ ዘሎ- ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ትእዛዝ እንትወሃቦ ኣድላይ ዝበሃል ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና እዩ ዘሎ ክብሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም።
ቶኽሲ ደው ምባል ማለት ንጥይትን መድፍዕን ጥራሕ ኣይኮነን ዝበሉ…